“ወዲ ወረዳ ሓንቲ ንእስቲ ጋዜጠኛ ጠሊፉ”

February 25, 2023
ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ)ኣብ ልዕሊ ድምፃዊት ሃይማኖት ግርማ ዝገበሮ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ሸዊት ኣብራሃም ደጊሙዎ። ታደሰ ወረደ ንድምፃዊት ሃይማኖት ግርማ ንበዓል ገዝኣ ኣሲሩ፣ ንዓኣ ብዘይድሌታ ናይ ሓዳር እሱር ጌሩ ንብዙሕ ዓመታት ከምዝነበረ ዝፍለጥ እዩ።
እዚ መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ እናገደደ ካብ ሓዳረን ዘፈተሐን ዝነበረ ጀነራል፣ ሎሚ ድማ ኣብ መቐለ ንብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ እናገደደ ይደፍረን ኸምዘሎ ግዳይ ናይቲ ጥቕዓት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ቤተሰብ ይገልፁ።
ኣብ ቴሌቭዥን ድምፂ ወያነ ኣምሓርኛ ኽፍሊ ዜና መንበቢት ዝነበረት መንእሰይ ጋዜጠኛ ሸዊት ኣብራሃም ካብ ሓዳራ ኣፋቲሑ፣ ብዓጀብቱ ጨውዩ ኣብ ገዝኡ የንብራ ኸምዘሎን ብዘይድሌታ ኣብ ቀረባ ኸምዝወለደትን ይፍለጥ።

Natnael Asmelash

Leave a Reply

Your email address will not be published.

Previous Story

የዝቋላ ደብረ ከዋክብት አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ገዳም አባቶች ግድያ

Next Story

ዝናሽ ታያቸው እንደ ክላራ ፒታቺ 

Go toTop